ኣብ ኡጋንዳ እትነብር ስደተኛ ሰናይት፡ ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ዘኽታም ኮይና፡ ሓሙሽተ ኣሕዋታ ንምዕባይ ኣብ ራብዓይ ክፍሊ ትምህርታ ከተቋርጽ ተገዲዳ። ኣብ ግዜ #TigrayGenocide ብዘሕዝን መንገዲ ኩሎም ኣሕዋታ ስኢናቶም።

ዛንታ ሰናይት ኣንቢብኩም ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ መወፈዪ ሊንክ 👇🏾 ተጠቒምኩም ሓግዝዋ

https://omnatigray.org/help-support-senait/

Comments